11 May2023
ሓበሬታ ቅድመ ምዝገባ
1. ስሩዕ ተምሃሮ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ኮይንኹም ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ኣብ ካልኦት ዩኒቨርሲቲ ናይ ምምሃር ዕድል ዘየጋጠመኩም፤
2. ክረምታውን ምሸታዊን ተምሃሮ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ፤
3. ኣብ ካልኦት ዩኒቨርሲቲ እናተምሃርኩም ፀኒሕኹም ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ኣቋሪፅኩም፣ ኣብ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ክትምዝገቡ እትደልዩ፣ ንሓበሬታ ስለዝድለ፤
ካብ ዕለት 03 – 15 ግንቦት 2015 ኣብናይ’ቲ http://sims.adu.edu.et/ ዝተዳለወ ናይ ቅድመ-ምዝገባ ቅጥዒ ብኦንላይን ክትመልኡ ነተሓሳስብ። ትምህርቲ ዝጅመረሉ ዕለት ኣብ ቀረባ ክነፍልጥ ኢና።