04 Aug2023 ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ልዕሊ 2300 ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ምቅባል ይርከብ። Written by adigrat. Posted in Adigrat University ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ካብ መላእ ዞባ ምብራቅን 10 ወረዳታት ማእከላይ ዞባን ናይ ቲቶርያል ድጋፍ ንክግበረሎም ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝመደቦም ልዕሊ 2300 ተምሃሮ 12 ክፍሊ ሎምዓንቲ ሓምለ 28/2015 ዓ/ም ኣብ ምቅባል ይርከብ። Tweet