23 Mar2017 ኣብ ዕብየት ቋንቋና ኩላትና ንረባረብ። Written by adigrat. Posted in Adigrat University ንዕብየት ቋንቋ ትግርኛ ፅኑዕ እምነት ዘለዎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት እንሆ ሐዚ ውን ሳልሳይ ዋዕላ ህልው ኩነታት ምዕባለ ትግርኛ ንምዝግጃው ምድልዋቱ ኣጠናቂቁ ይርከብ።